ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ናይ 2016 ዓም ኣብ ዝስዕቡ ከተማታትን ዕለትን ማልት እዉን ሕዳር 21 ኣብ ኣክሱም ታሕሳስ 7 ኣብ ሽረ እንዳስለሴ ታሕሰስ 29 ኣብ ኣፅቢ ጥሪ 11 ኣብ ማይጨዉ ከምኡዉን ለከቲት 23 ዓድዋ ኣብ ዝዳሎ ኢቪንታት ብሓባር ንምድላዉ ድልየት ንዘለዎም ኩነት / ኤቨንት ወይ ትካላት ፕሮሞሽን ብምዉድዳር መድረክ እቶት ምትእክክብ ክተዳሎ ትደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (8 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 09:00 Afternoon
  • Billboards & Digital Advertising/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2015 ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ

3 ቫት ወይ ቲኢቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2015 ዓም ዲክላራሲዩን ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቅረባይነት 2015 ዓም ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ፈፂሙ ዝተከልከለ እዩ

6 እዚ ጨረታ ፋይናንሻልን ቴክኪካልን ተገምጊሙ ሰዓርካ ምስተብሃለ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዘየማትእ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዝሰዓሮ ከተማ በቲ ዝድለ ዕለት ስራሕ ክጅምር ዝክእል

7 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ብስፒኦ ክትሕዙ ይግባእ

8 እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምካኑን ዘይምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልኣ ተሓሲቡ ይግበር

9 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጠቅስ ይግባእ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 430 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

11 እዚ ጨረታ ዕለት 10/3/2016 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፀዩ ኣብቲ ሰዓት 9፡00 ኣብ ኣድራሻ ማልት ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ማልት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

Backs
Tender Category