1 ማሕበና ንህንፀት ዕደጋ ማእከል ዝኮን ፅርየቶም ዝሐለወ ናይ ኮንስተራክሽን ማተርያል ማለት ቴንዲኖ ፀፀር ሐሸዋ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
2 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፋቃድ ዘለዎ ናይ ኣቅራባይነት ሰርተፊከት ከቡ ዝክእል
3 ብማሕበርና ስም ስፒኦ ናይ ቴንዲኖ ተጫረትቲ 100000 ብር የቅርቡ ከምእዉን ናይ ሑፃ ተጫረቲ 50000 ብር የቅርቡ
3 ምስዚ ተተሒዙ ቀሪቡ ካብ ዘሎ ዘድሊ መጠን ናይቲ ማተሪያል በዝሒ/Quantity/ ብ20% ክቅንስን ወይ ክዉስክ ከምዝክእልን ኣብ ግምት ዉሽጢ አትዉ ይግባእ
4 ፅርየት ዘይብሎም ማተሪያል ንዝቀርብ ብበዓል ሞያ ተራእዩ /Test ተገይሩ / እንተዘይሓሊፉ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ይምልስዎ
5 መዐቀንታት ዘማልኡ ኩሎም ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ብማከቢ ሓፋሽ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ መዓልቲታት ዉሽጢ ማለት ካብ ዕለት 28/02/2016 ዓም ክሳብ 03/03/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ካብ በት ፅሕፈት ማ/መ/ህ/መ/ዕ/ማ ጥቃ ገንፈል ሆቴል ዝርከብ ብምዉሳድ ክወዳደሩ ይክእሉ
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሊኦም ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብ ካኪ ፖስታ ዓሺጎም ማህተም ዓሪፎም ከቅቡ አለዎም
7 እዚ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 03/03/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 9:30 ይክፈት ተጨረቲ ወ ሕጋዊ ወከሎም ንተዘይተኪቦም ግና ብዘየለዉሉ ጨረታኦም ይክፈት
8 ማሕበርና እዚ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ንተወሳኪ ሐበረታ ናብ ማ/መ/ህ/መ/ዕ/ማ ጥቃ ገንፈል ሆቴል ዝርከብ በት ፅሕፈተና ብኣካል ብምቅራብ ወይ ስለኪ ብምድዋል ምሕታት ይክኣል ናይ ቤት ፅሕፈት ስቁፅሪ 0914261958
ዝርዝር ዓይነት ማተሪያል እና በዝሒ ዘድሊ
ተቁ | ዓይነት ማተሪያል | መለክዒ | በዝሒ | ቅድሚ ቫት | ምስ ቫቱ |
1 | ቴንዲኖ በዓል 10 | ባንድል | 45 | ||
ቴንዲኖ በዓል 14 | ባንድል | 60 | |||
ቴንዲኖ በዓል 16 | ባንድል | 45 | |||
2 | ሑፃ ናይ ሩባ | ሜትር ኩብ | 2000 |
መብርሂ
1 እቲ ዘቅርብዎ ሐሸዋ ማይ ዝሐለፎ ናይ ሩባ ገረብ ከይኑ ፍርዝዝ ዝበለ ካብ ደለል ሐመድ ነፃ(Silt content less than 6%) ንኮንክሪት ዝከዉን ክኮነ አለዎ ከምእዉን መቅረብቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ነቲ ዘቅርብዎ ዓይነት ሐሸዋ ብዝኮነ መትሓዚ ሳምፕል ከርቡ አለዎም
2 እቲ ዘቅርብዎ ቴንዲኖ ግሬዱ ብናይ ቱርኪ S-500ወይድማ ብዉሽጢ ዓዲ G-75 ኮይኑ ፅሬት ዘለዎ ንክንክሪት ዝከዉን ክኮን አለዎ
Backs