✵ በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም መረዳእታ ዘቕርቡ፣
✵ ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኸእሉ፣
✵ ግብሪ ከፋላይ መፍለዪ ቁፅሪ (Tax Identification Number) ከቕርቡ ዝኸእለ
✵ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 19/02/2016 ዓ.ም ክሳብ 21/02/2016 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ (ፎች) ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ (ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን) ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኸተእትዉ ንዕድም፡
✵ ዝቐርብ ደኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ተገይሩ ክተሓሓዝ ኣለዎ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ምዝኸውን ነፍልጥ፡፡
✵ እቲ ትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ እንተንኣሰ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን፣
✵ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ጎማ ምስ ካላማደርይኡ | 205/55/R16 ትርያንግል | ቁፅሪ | 10 |
ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 034240000 ምሕታት ይከኣል
Backs