ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 06:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 03:00 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቁ ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / ዝርዝር መግለፂ መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1 ኮንፈርት ዳብል ፌስ ኦሪጂናል HZJ76L ሴት 01
2 ወልፊት HZJ76L ሴት 01
3 መረጋገፂ HZJ76L ሴት 01
4 መሪ ከቨር HZJ76L ብቑፅሪ 01
5 IT Android multi media navigation 9212A4+64 ብቑፅሪ 01

እንክተሎም መምርሒ:

1.እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/02/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 20/02/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::

2 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።

3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፧

4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

Backs
Tender Category