ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት
1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣዚኩም ንዕለት 20/01/16ዓ.ም ሰዓት 11:00 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 21/01/16ዓ.ም ሳዓት 02:30 ረፋድ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ – ኣብ ውሽጢ 3 ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ
ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን
5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን
7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስ ዝተሓለወ እዩ
8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይካኣል
ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋ ጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ሞዴል | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | Cylinder sub assy brake | 47201-60A40 | set | 01 | HZJ 79 L | ||||
2 | Pad kit | 04465-yzzf6 | set | 01 | HZJ 79 L | ||||
3 | Sheo kit | 04495-60080 | set | 01 | HZJ 79 L | ||||
4 | Fuil filter | 23390-51070 | pcs | 02 | HZJ 79 L | ||||
5 | ባትሪ ናይ መኪና | x-pro 70 A | pcs | 01 | |||||
6 | ቴፕ ናይ መኪና ምስ ስፒከሩ | ሶኒ ኦርጂናል | set | 01 | |||||
7 | ናይ ዳሽ ቦርድ ቅብኣት | ሓፊስ 1ይ ደረጃ | pcs | 01 | |||||
8 | ክሪስ ምስ መልዓሊኡ | 10 ቶን | pcs | 01 | |||||
9 | መፍትሕ ጎማ | መስቀለኛ 17 19 21 23 pcs | pcs | 02 | |||||
10 | ክሪክ ምስ መልዓሊኡ | ናይ ጂሊ | pcs | 01 | |||||
11 | ክሪክ ምስ መልዓሊኡ | 2 ቶን | pcs | 01 |
ቤት ፅሕፈት ግ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ
Backs