ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (11 months ago)
  • Closing Date: ኣብ ጨረታ ሰነድ ይርአዩ
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ኣብ ጨረታ ሰነድ ይርአዩ
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሸ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ መቅረባነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝኮንኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 22 ጥቅምቲ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ብምክፋል ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

3 ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451

Backs
Tender Category