2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዲል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ፡-
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016 (12 months ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2016 09:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2016 10:00 Afternoon
  • Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

❖ በዚይ ዘርፍ 2015ዓ.ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ።

❖ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅሪ ዘለዎ።

❖ ናይ 2015 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ።

❖ ናይ ተዋዳዳራይ ማህተም ፌርማን ዕለትን ዘይተማለእ ፕርፎርማ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ አቐድምና ንገልፅ።

❖ ተጫራቲ ዝሰዓረ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ፅገና ክህብ ዝክእል

❖ እዚ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ቴ/ኣርኣያ ዘሪሁን መፂእኹም ምዉሳድ ትኸእሉ፡፡

❖ ተጫረቲ መወዳዳሪ ሰነድኹም ካብ ዕለት 12/02/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/02/2016ዓ/ም ናብ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ቀሪብኩም ክትወስዱ ትኸእሉ፡፡

❖ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን፡፡

❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት15/02/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን ፡፡

❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ዝሕሰብ ይኸውን

❖ ተጫራቲ ሰዓራይ ኣብ እዋን ፅገና ዝገጥሞ መለዋወጢ ኣቁሑት ትክከለኛነቱ ሓላፍነት ወሲዱ የረጋግፅ::

❖ አዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ክሳብ ሰነ 30/2016 በቲ ዘሸነፎ ግልጋሎት ክህብ ዝክእል::

❖ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል _ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና 0344419498

Backs
Tender Category