አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 12, 2016 (12 months ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:30.000.00 (ሰላሳ ሸሕ )
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:200.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 03:15 Morning
  • Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1. ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን/Tin/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ናይ ወርሒ ሓምለ 2015 ዓ/ም ቫት ዲክሌሬሽን ዘቕርቡ፣

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ጨረታ ብሬድዮ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት28/02/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 200 ብምከፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል::

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 30.000.00 (ሰላሳ ሸሕ )ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኽእል:: 

4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት28/02/2016 ዓ/ም ሰዓት3፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት።

5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ ተባሂሉ ብግልፂ ከቐርብ ኣለዎ ፣

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣

7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0951141837/0920326084 ምድዋል ይከአል ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት ኣብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።

Backs
Tender Category