ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር እዚ ዝተዋፈሩምም አቅረብቲ ዝስዕብ ረቆሒ ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (11 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 04:15 Morning
  • Construction Raw Materials/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2014 ን 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተመዝጋቢ እሰት ታክስ ማለት እዉን ቫት ወይ ድማ ቲኢቲ ዝኮኑን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መክበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፐስታ ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርብ አለዎ

5 ጨረታ 20 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ አይረከቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342410085 ወይ 0344405806 ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category