ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒን ኣቁሑት ናይ መዳሓኒታትን ናውቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

ኣብዚ ጨረታ ከሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ምስ ዘቕርቦ ኣቅሓ ዝተተሓሐዘን ብተመሳሳሊ ናይ 2015 ዓ/ም ወይ ናይ 2016 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

➢ ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምኻኑን ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ዲክለራሽን መረዳእታ ካብ መስከረም 2015 ዓ/ም ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለይ ቁፅሪ/tn/ መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ ዝፍፅምዎም ዕደጋታት ንምክፋል ኣብ ዝርዝር መቅረብትን ውሃብቲ ግልጋሎትን ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፐሲፊኬሽን ማህተም ገይሩ ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መክበርን ፅሕፈት መሳርሒ 3,000 ብር ንመድሓኒታትን ናውቲ ሕክምናን 3,000 ብር ስሂ ኦ ክትሕዝ ዝክእል፡፡

➢ ስዓሪ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝስዓሮ ኣቅሓ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 31 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣቅሑት /ንብረት⁄ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፡፡

➢ ካብ ዕለት 01/02/2016ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 50 ኸፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰ ንብረትን ምምሕዳር ብምውሳድ ዝወራረደሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጂናልን ኮፒን ብምስታ ዝተዓሸገ ክሳብ ዕለት 22/02/2016ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

➢ ጨረታ ዕለት 22/02/2016ዓ/ም ስዓት 400 ተዓፅዩ ስዓት 4:30 ይኽፈት

➢ ጨረታ እንትኽፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪለ እንትርከብ ይምረፅ፡፡

እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡   ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s