ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ናይ 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:02 Morning
  • Motorcycle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2013ጀሚሩ ክሳብ ዕለት16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 03፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 5

Backs
Tender Category