ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ Filter paper 185 mm paek 5 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 08:32 Afternoon
  • Laboratory Equipments/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 09/02/2013ክሳብ 11/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category