ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ ኣጎልግሎት ምምሕዳር ፋይናንስ ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት እትዉዕል ናይ ደረቕ ጓሓፍ መጓዓዓዚ መኪና ብግልፂ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:50,000.00
  • location: ዓዲ ዳዕሮ
  • Bid Document Price:60.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 04:30 Morning
  • Vehicle Purchase/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰን ቅዳሕ ዘቅርቡ

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ዘቅርቡ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ደብተር ዘለዎ ቅዳሕ ዘቅርብ

4 ዝተወሃቦ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ቅዳሕ ዘቅርቡ

5 ናይ ወርሒ መስከረም 2013ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 05/02/2013ዓ/ም ክሳብ 19/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ካብቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ ኣጎልግሎት ምምሕዳር ፋይናንስ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ ዘይምለስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ክወስድ ዝክእል

7 ጨረታ ሰነድ 19/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓተ 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ናይ ጨረታ መኸበሪ 50,000.00 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ይግባእ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዝቅርብ

11 ዉዕል መኸበሪ 10 ሚኢታዊት ከትሕዙ ይግባእ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 32 03 17 /09 32 33 00 59

Backs
Tender Category