ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ወይ ድማ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ናይ ክልቲኡ ዘርፊ ጨረታ መዕፀዉን መክፈትን ዕለት ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Bond:6000.00
  • location: ሓዉዜን
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ናይ ክልቲኡ ዘርፊ ጨረታ መዕፀዉን መክፈትን ዕለት ዝተፈላለየ እዩ
  • Motorcycle Spare Part/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013/ ሰዓት 800 ናይ /ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 830 ይኽፈት

ናይ ሞተር ስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013/ ሰዓት 800 ናይ /ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 830 ይኽፈት

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም

3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምኡዉን ድማ ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ዘቅርብ ፣ ቲን ናምበር ዘቅርብ

6 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኸበሪ 6000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ካብ 26/01/2013ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ዕ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፀሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

9 ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

10 ናይ ሞተር ስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

11 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 00 78/

Backs
Tender Category