ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር አቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:6000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 09:00 Afternoon
  • Electrical Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ናምበር

2 ዝተሓደሰ ናይ መቅባይነት ፍቃድ ናይ ቀረባ 3ተ ወርሒ ቫት ወይ እዉን ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ሓዳ ዋና ሓድ ቅዳሕን  በቢ በይኑ ብምግባር ብ3ተ ፖስታ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ካብ 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም  50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ጨረታ 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ  ቼክ ወይ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 85 61 /09 14 39 83 21

Backs
Tender Category