ኣብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 04:32 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 02/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category