1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉሉን ናይ 2013ዓ/ም በቢ ዘርፎም ንግዲ ፍቃዶም ዘቅርቡን ዘሐደሱን
2 መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ 2013ዓ/ም ዘሐደሱን
3 ናይ ከፈልቲ ግብሪ ወይ ድማ ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ምስክር ወረቀት ዘቅርቡን ብእዋኒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
5 ጨረታ መኸበሪ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዘሸነፈሉ መዓልታት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊት ከትሕዝ ይግባእ
7 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናይ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብር
8 ሰነድ ጨረታ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
9 እቲ ጨረታ 13/02/2013ዓ/ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ይክፈት
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
Backs