ኹሓ ሆስፒታል ን2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 04:30 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ግብሪ ዝኸፈለን ክኸዉን ኣለዎ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ቫት ምዝጉባት

4 መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ግድን ይኸዉን በዓል ዋና ንግዲ ፍቃድ ሽምን ፌርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

5ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ኹሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ምዉሳድ ይኻኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብር 3000 ብር ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ካዓ ብጥረ ገዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝክእል ኮይኑ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 02 21 / 09 14 00 80 94 /0 914 02 18 35 ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category