ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 68 ንመንበሪ፣ ንንግዲ፣ ንመዉዐሊ ህፃናት፣ ንመጥሓንን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 331 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 03:00 Morning
  • Land and Lease/
  • Print
  • Pdf

1 ንጨረታ ዝቀርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ 6ተኤን ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለን ከምኡ እዉን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ምርኣይ ይካኣል

2 ብተወሳኪ ካብ 01/03/2013ዓ/ም ጀሚሩኩም ዉፅኢት ተወዳደርቲ ብምልከታ ወይ ድማ ብመርበብ ሓበሬታ ምርኣይ ይካኣል

3 እቲ ጨረታ 12/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ 13/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 97 29

Backs
Tender Category