ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:8000.00
  • location: ማይጨዉ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ እተቅርቡን

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋባይ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

5 መጠን መኽበሪ ጨረታ 8000 ቅርሺ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 50 ብምኽፋል ካብ ዕለት 25/01/2013 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃበ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ስፔስፊከሽን ማህተምን ፌርማን ብምዕራፍ ናይ ዋጋ ዝተመልኡ ሰነድ ኮፒን ከእትዉ አለዎም

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 10/02/2013 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ትራንስፖርት ባዕሉ ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ስቶር ካምፅእ ዝኽእል

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 47 77 01 23ምሕታት ይካአል

Backs
Tender Category