ስለዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
- ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
- ወረቀት ምስክር ምዝገባÂ ተወሳኪ እሴት ታክስ
- መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት
- ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉÂ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ምዉሳድ ይከኣል
- እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል ወይከዓ ብ 14 ፖስታ ሳነዱቅ ቁፅርና ምልኣክ ትክእሉ
- ሰዓራይ ዝኮነ ተጨራታይ ምስዓሩ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 5ተ መዓልቲÂ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም
- ሳንዱቅ ጨረታ 4 መጋቢት 2008 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344416727/ 0914743961
Backs