ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 03:32 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46

5 Cpo ብቢሮና ሽም 5000 ኣስሪሕኩም ተቅርቡ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63

Backs
Tender Category