ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት መሬትን ማዓድን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 04:30 Morning
  • Office Furniture/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 25/01/2013ዓ/ም እስካብ 28/01/2013ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

Backs
Tender Category