ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 06:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf
  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዘለዎ
  2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ
  3. እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበሩሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. አብ መቀረባይነት ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብ
  5. Â በዘ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፈይናንስን ምም/ር ካብ 15/06/2008 ዓ/ም Â ክሳብ Â 5 መጋቢት 2008 ዓም Â ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
  6. Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ Â ብሲፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዝ ዝክእል መከበሪ ጨረታ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ምቅራብ ይከኣል እዩ
  7. Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/07/2008 ዓም Â 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ Â ዕለት ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት:
  8. Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  9. Â ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
  10. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
  11. Â ኣድራሻና Â ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደርÂ ታሕተዋይ በሪÂ Â ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ካብ ክፍለሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category