ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ኣባዱላ ሚኒባስ መኪና መፀገኒ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 09:00 Afternoon
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ቲን መፍለይ ቁፅሪ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቅድሚ ቀትሪ ፀኒሑ 9፡00 ይክፈት

4 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54

Backs
Tender Category