ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት መኪና ፣ ካላማደርያ ፣ ባትርን ፣ ኮንፈረንስ ቼርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።
  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 04:00 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊን ግዲፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን 2012/13 በጀት ዓመት ንግዲፍቃድ ዘሐደሰ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

4 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ነሓሰ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

5 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅር ዝክእል

6 ንመከበሪ ጨረታ ጎማታት መኪና ፣ ካላማደርያ ፣ ባትርን 5000.00 ቅርሺ፣ ኮንፈረንስ ቼርን 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል

8 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ናብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮቁ 17 50.00 ቅርሺብምክፋል ምዉሳድ ትክእል

10 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 20/01/2013ዓ/ም ክሳብ 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ምእታዉ ትክእሉ።

11 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 ብተወሳኪካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይን ምዉሳክ ከም ዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342 75 24 84 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

Backs
Tender Category