ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 03:30 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ካብ ዘቕረቦ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል ካብ 2% ዝነኣሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ይስረዝ

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/01/2013 ዓ /ም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት18/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 03/02/2013 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ኣብ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10% መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ5መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

Backs
Tender Category