1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
2 ናይ 2011/12ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን
3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤
4 ተገዚኡ ዝመፀ ንብረት ኦርጂናል ምካኑ ሓላፍነት ወሲዱ ዘቅርብ
5 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
6 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን
7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 04:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 05:00 ይኽፈት
8 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ሽሕ ቅርሺ ፣ ጎማ ምስ ካላማደርያ 5000 ቅርሺ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብር 3000.00 ፣ ንሕትመት ግልጋሎት 2000 ቅርሺ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
9 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460583ምድዋል ይከኣል::
Backs