ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂኣይ ትቦ መገጣጠሚ ክሎሪን ከምኡዉን ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ስለዚ ናይ 2008 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል ቫት ዝተመዝገበ መለለዩ ቁፅሪ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተከፈሎ ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክተወስዱ ትክእሉ

3 ናይ መክበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂአይ ትቦ መገጣጠሚ ክሎሪንን 5000 ቅርሺ ንኤለክትሪክ አቁሑትን ፓምፕታትን ድማ 25,000 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

4 እቲ ጨረታ ዝጨንሐሉ ግዘ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 24 ለካቲት 2008 ዓም ኮይኑ 24 ለካቲት 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ጨረታ ሽም ማሕተም ፊርማን ተጫሪቲ ዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊእኩም ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ ይግባእ

5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ከቅርብ ዝክእል ኣብ ርክክብ ግዘ ምስ ዝወፀ ናይ ጨረታ መዓር ምካኑ ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል ምካና ንሕብር

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444339 ወይዉን 0344442716 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s