ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 18, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 05:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 05:30 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት መረዳእታ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣተሓሐሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መጋቢት  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ እትክእሉ

5 እዚ ጨረታ 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

6 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 05 56/03 44 47 02 79

Backs
Tender Category