ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ኤለክትሮኒክስን ፣ፈርኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና፣ መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ኮምፒተራት፣ ናይ ሕርሻ ዘርኢ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  1. ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 25 ለካቲት 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
  2. Â
  3. Â ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
  4. Â መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብÂ ዝክእል
  5. Â ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
  6. Â ናይ ወርሒ ታሕሳስ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  7. Â መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
  8. Â መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  9. Â ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
  10. Â ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን

ንፅሕፈት መሳርሒ ዕለት 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ኮምፒተር መለዋወጢ አቁሑ 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ህንፃ መሳርሒ 28 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ሕርሻ አዝርእቲ 28 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡ Â 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ፈርኒቸር 28 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9፡ Â 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይመኪና መለዋወጢ አቁሑ 29 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ 29 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

  1. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/Â 0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s