ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ በት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ መስከረም 18, 2013 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ መስከረም 18, 2013 09:00 Afternoon
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግበሪ ከፈላይ ቁፅሪ ቲን

4 2% withholding tax ክከፍል ዝኽእል

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91

Backs
Tender Category