ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ንክገዝእ ስለዝደለና በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 09:00 Afternoon
  • Cleaning & Janitorial Equipments/ Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገቡን ኣብ ሓዱሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ  ንመኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 10000.00 ፣ ንፅሬት ኣቅሑት ብር 5000.00  ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዝሰዓሮ መድሓኒት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ሆስፒታል መቀለ የረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዓሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎ ማህተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ጨረታ ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቐባለነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 14/01/2013 ዓም ጀሚሩ  ንተከታታሊ 15 ማዓልታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ጨረታ ዕለት 28/01/2013 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046

Backs
Tender Category