ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:1500.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:30 Morning
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1500.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝኽእል

3 ንመሸጣ ዝተዳለወ ዝርዝር ንብረት ካብ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ከተቕርቡ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52 /03 42 40 65 94

Backs
Tender Category