ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር፣ኤለከትሮኒክስ፣መሳርሒ ፅሕፈትን፣ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ዝተሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ግብሪ ዝኽፈለን ክኸዉን አለዎ

2 መለለ ግብሪ /ቁፅሪቲን ናምበር ኸቕርብ ዝኽእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መለለይ ካርዲ ከቕርብ ዝኽእል

4ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንፈርኒቸር መሳርሒ ፅሕፈት ንሕትመትን ብር 3000 ሰለስተ ሽሕ / ን ኤለከትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5ንፈርኒቸር፣ኤለክትሮኒክስ፣መሳርሒፅሕፈትን፣ሕትመትን መዐደጊ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6ፈርኒቸር፣መሳርሒፅሕፈት፣ሕትመትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን ካልኦትን ዝሓዉስ እንትኮን ንኤለክትሮኒክስ ግን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል

7ጨረታ ምልክታ ካብ ዝውፀአሉ ዕለት 09 /06 /08ዓ/ም ክሳብ 24 /06 /2008 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካአል ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/ 06 /08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ክፍሊቁፅሪ 6 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እና መፃእኩም ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

16 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0942274781 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s