ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ቫት ተመዝገበቲ ክትጫረቱ ትክእሉ

2 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈለን መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ቲን ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ዝቅርብ

4 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዝሕዘ ንምዉሳድ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ዕለት 06/01/2013 ዓ ጀሚሩ ካብ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምር ቢሮ ቑፅሪ 2 ብምዉሳድ ዋንኡን ፎቶ ኮፒ ናይ ጨረታ ሰነድ አብ ምእሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማሕተምን ብምዕራፍ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል

5 ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ብስክርቢቶ እምበር ብእርሳስ ክፅሓፍ የብሉን

6 ጨረታ ተጠቂዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 06/01/2013 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ይኸዉን

7 እቲ ጨረታ ዕለት 20/01/ 2013 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 5:10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አበ ዝተረከብለ ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን  አብ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን  ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ድማ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡10 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አበ ዝተረከብለ አብ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት

8 ኣብቲ ጨረታ ንምርካብ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ዝኾነ ተጫረቲ ብቁዕ ምኽንያት ኣቐዲሙ እንተቕሪቡን ናይ ጨረታ ረቋሒ አሟሊኡ እንተሊኡኹን ክኸፈት ይክእል

9 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ተጫረቲ ምኽበሪ ጨረታ ንትቦን መጋጣጠምን 10,000 ብር ንዝተረፉ ሎታት 10,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO የትሕዙ

10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓረዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10% መኽበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

11 ሰዓርቲ ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንበረት ካብ ዕለት በናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንበረት ክፍሊ አታዊ ይገብሩ

12 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉእ ብምሉእ ክሳብ እቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ኣታዊ እንተዘይገበሩ ንምኽበሪ ዘትሐዝዎ ገንዘብ ብቕፅዓት ናብ መንግሰቲ ካዝና ኣታዊ ይግበር

13 ክፍሊት ብዝምልከት ድማ ንበረት ምስ ኣረከቡ ሒሳቦም ሙሉእ ብምሉእ ብሓደ ግዜ ይኽፈል

14 አብ ዝቐርብ ንብረት ወካሊ መርኣያ ወይ ሳምፕል ከቕርብ አለዎ

15 ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ኦርጅናል ዘይኾነ ንብረት እንተቅሪቦም ናይ ምምላስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኵን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

17 እቲ ቤት ፅሕፈት 25% ናይ ምዉሳኽ ናይ ምቅናስ መሰል አለዎ

18 ጨረታ ንምዝባዕ ንምርባሽን ዝፈተነ እቲ ቤት ፅሕፈት ብቐጥታ ካብ ጨረታ የባርር እዩ

19 ተወዳደርቲ ድሕሪ ምሽናፎም ጨረታ ጥርዓን ናይ ምቅራብ መሰሎም ዝተሓለወ እዩ

20 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቐፅሪ ስልኪ 09 14 09 69 82 ወይ ከዓ 03 47 77 12 76 ኹሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s