ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ክራይ ፊልድ መኪና ንበጀት ዓመት2013ዓ/ም ብዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ
  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:30 Afternoon
  • Vehicle Rent/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት፣

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ብናይ እቶት ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት መግበሪ እዋን መሰረት ናይ ሕሉፍ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሪፖርት ዝገበረን ዘይምለስ ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ

4 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብዝመረፅኩምዎ ብስፒኦ ወይ ባንኪ ጋራንት መረጋገፂ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ዕዮ ኢንስትዩት ብምክፋል ፅንዓትን ፖሊስን ምርምርን ክልል ትግራይ ምዉሳድ ይካኣል

6 ሰነድ ጨረታ ክፈቲ ዝኮነሉ እዋን ካብ 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ መዓልታትን ሰዓትን ይከዉን

7 ናይ መጫረቲ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 8፡00 አታዊ ይግበር ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 45 59 99 19

Backs
Tender Category