ሆስፒታል መቐለ መድሓኒት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት የካቲት 13, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሰንበት የካቲት 13, 2008 06:00 Afternoon
  • Pharmaceutical Products/Medicines/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክት ወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
  2. ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ ይግባእ
  3. ተጫረቲ ሆስፒታልና ብዘቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ከቅርብ ዝክእል
  4. ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  5. ተጫረቶ ናይ ዋጋ መግለፂኩምን ሰነድ ጨረታኩምን ኩሎም ቅዳሕን ዋናን ብምባል ንንበይኖም ክልተ ፖስት ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ተዓሺጎም መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 62 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ምግባር ይከኣል እዚ ዘየማለአ ተጫራታይ ግን ዉድቂ ይከዉን
  6. ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 13/ 06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ኣብ ሆስፒታል መቀለ ይክፈት::
  7. ተጫረቲ Â ዝሰዓርዎ አቁሑት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉÂ ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሎም ምጎዓዓዚ ናብ ሆስፒታል መቐለ የቅርቡ ::
  8. ሰዓራይ ተጫራቲ ንሰዓሮ መድሓኒታት ሆስፒታልና ኣብ ዝደለዮ ግዘ ብእዋና ተዘይኣቅሪቡ ኣብ ስራሕቲ ሆስፒታልና ንዝፍጠር ምትእጉጋል ብመምርሒ ዕደጋ ተሓታቲ ይከዉን
  9. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይቲ ተካልኩም ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ክዓርፎ አለዎ
  10. ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል:

Backs
Tender Category