ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ንምጉዕዓዝ /ንምምልላስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:4000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 03:40 Morning
  • Vehicle Rent/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰኩም ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዘገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ኣብ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 4000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ቢሮ ቁጽሪ 04 ብር 30.00 ጥራሕ ከፊሎም አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉዕለት 03/13/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም ተከታታሊ መዓልቲ ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፃላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይግበሩ

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፀሪ 07 ይኸዉን

7 ጨረታ ዕለት 12/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ታዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡40 ቅድሚ ቀትሪ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዉሉን ዘየለዉሉን ይክፈት

8 ናይ ማይን ካልኦት ወፃእታትን ብተጫራታይ ይሽፈን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 00 58 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category