ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝርከብ ን2013 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ቀዳም መስከረም 9, 2013 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ቀዳም መስከረም 9, 2013 08:30 Afternoon
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ክተቅርቡ ትክእሉ፣ወረቀት ምስክር መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ ትክእሉ፣

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፣

3 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምግዛእ ይከኣል፤

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት፤

5 ንጨረታ መከበሪ 5000.00 / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል እዩ፤

6 ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ይገበረሉ፤

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 60 መዓልታት ይከውን፤

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-406285 ምድዋል ይከኣል

Backs
Tender Category