ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ልዕሊ 24 መንበር ዘለዋ ደረጃ ሐደ ሰርቪስ መኪና በቢ ወርሑ ዝሕደስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 09:00 Afternoon
  • Vehicle Rent/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

3 ዋንነት ዝገልፅ ሌብሬ ዘለኩም

4 ኣብ መዓልቲ 12 ግዚ ካብ ሜዳ ሳምረ ክሳብ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሞያን ሳምረ ክተማላልሱ ፍቃድኛ ዝኮንኩም

5 ወፃኢታት ነዳዲ ማሃያ ገናሒ መኪናን ፅገናን ካብ ባዕልኩም ምካኑ ክትፈልጡ አለኩም

6 መወዳደሪ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ፌርማን ትካል ክህልዎ አለዎ

7 ተጫረቲ ዘይምለሰ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 25/12/ 2010 ዓም ክሳብ 29/12/ 2012 ዓም ሰዓት 8:20 ምግዛይ ይክእል

8 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ

9 እቲ ጨረታ 29/12/ 2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

10 ኣብቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም እንተዘይ ተረኪቦም እቲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

11 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345541213

Backs
Tender Category