ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ፣ ናይ መኪና ፅገናን ናይ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12 /2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ወረዳና ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐዳሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቀርብ ዝክእል

2 መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ /ሓምለ 2012ዓ/ም ዝወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባየነት 2012 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

5 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይከዓ ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይድማ ምንካይ ከምዝከኣል ክንገልፅ ነፎቱ

7 ሳንዱቅ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 27/12/ 2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ድማ 27/12/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ናይ ፅሬት ኣቅሑ 27 /12/2012 ዓም ሰዓት 9፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9 ፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 28/12/2012 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ናይ ጋራዥ ኢድ ሞያ ስራሕቲ 28/12/2012 ዓም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ናይ ስፖርት ኣቅሑት 29/12/2012 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ናይ ሕትመት ስራሕቲ 29/12/2012 ዓም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

14 ቤት ፅሕፈትናዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 03 44 21 00 89 03 44 21 02 76 ደዊልኩም ሕተቱ:

Backs
Tender Category