ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ብምድብ መቂሉ ብብረኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ሎት 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ

ሎት 2 ቐዋሚ ንብረት /ፈርኒቸር/

ሎት 3 ሕትመትÂ

  1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ TIN ቑፅሪ ሰርተፊኬት ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል
  3. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/Â ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
  4. ንተወሳኪ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2008 ዓ/ም VAT ድክላሬሽ ንሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል:;
  5. በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰን ምስኽር ወረቐት ሓደ ኣርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::
  6. አብቲ ጨረታ ሰዓራ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ኣብ ዉሽጢ 10 ማዓልቲ ን ሎት ሓደ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ድማ ንሎት ክልት ንሎት ሰለስተ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብቲ ቢሮ ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠን ከቅርብ ዝክእል
  7. ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን መሕተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
  8. ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር ምምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ንኩሉ ምድብ ማለት እዉን ንሎት ሓደ ክሳብ ሰለስተ ዘለዉ ዘይምለስ 40.00 ቅርሺ ጥራሕ እንዳከፈለ ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይÂ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 317 ካብ 3 /06/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 18/06/ 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለ ግዜ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ዓዲጉ ክወዳደር ይክእል
  9. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዉሕስና መክብሪ ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ ንምድብ ሐደ 5500 ሓሙሽተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢቲን ንምድብ ክልተን ሰለስተን ድማ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ ብሽም ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብስፒኦ ወይ ብወረቀት ምስክር ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዘተዳለወ ናይቲ ቢሮ ሳንዱቅ ጨረታ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል
  10. እቲ ጨረታ ዕለት 18/06/ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 317 Â ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  11. እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታÂ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. እቲ ጨረታ ምስተከፈት ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20% ክንኪ ይክእል እዩ
  13. ሰዓራይ እቲ ዘቅርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስትረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s