ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ2013ዓ/ም ናይ መኪና ጋራዥ መፀገኒ /ናይ ጉልበት ዋጋ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ሓዉዜን
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 08:30 Afternoon
  • Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም

3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምኡዉን ድማ ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ዘቅርብ ፣ ቲን ናምበር ዘቅርብ

6 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኸበሪ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ናይ መኪና ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፅገና ካብ 12/12/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ዕ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 27/12/2012ዓ/ም ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፀሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

9 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

10 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 00 78/0914138946

Backs
Tender Category