ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት ነሓሰ 24, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5%
  • location: ዓዲግራት
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰንበት ነሓሰ 24, 2012 04:30 Morning
  • Electrical Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ዝተጠቀሰ መስፈርት መሰረት ኣማሊኡ ንከቕርብ ዉዕሊ ዝአስር

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቕላላ ዝተመልአ ዋጋ 5% ብብር ወይካዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተከፊቱ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ምውሳድ ይክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 24/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብኮሚቴ ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 42 11/ 09 14 17 88 87

Backs
Tender Category