ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም
  • Posted Date: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:2%
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ 2012/13ዓ/ም ግብሪ 2012ዓ/ም ዝኸፈልሉ መረዳእታ ፣ ምዝገባ ንግዲ ተወሳኺ ታክስ እሴት መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ካልኦት ንጨረታ ዝሕግዙ መረዳእታታትን ምስ ዋናን ዝተገናዘበ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቕርብ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ኣብ መቐለ ናብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምካኑ ፈሊጡ ክሳተፍ ኣለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ ህንፃ ካሳቴ ብርሃን 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ካብ 07-12 ነሓሰ 2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል

4 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 2% ቅድመ ኩነት ኣብ ዘይብሉ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ አዋና ዉዕሊ ክሳብ ዝዛዘም ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብለ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 46

Backs
Tender Category