ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቢሮ መኻይን ንምፅጋንን ሰርቪስ ንምግባርን ስለ ዝደለየ ደረጃ 4ተን 5ተን ፍቓድ ዘለኩም ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም ። ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ መቕረብቲ ከም ዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መምርሒታት ክተማልኡዎ ዝግባእ
  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 04:30 Morning
  • Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ደረጃ 4ተን 5ተን ፍቓድ ዘለኩም

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም

2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ ወርሒ ሓምለ 2012 ዲከለር ዝገበርኩም

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩምን

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (ቲን) ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ክተቅረቡ እትኽእሉ፤

5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 07/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/12/2012 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ይካኣል  

6 ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ።

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ኤጀንሲና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-40 50 30 ምድዋል ይከኣል።

Backs
Tender Category