ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 09:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 09:30 Afternoon
  • Safety Equipments and Materials/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

በዝሒ

1

Supply of fire extinguisher at Generator house and pump house with a capacity of

6 KG class -B

04

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድነ ቲ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ትክእሉ ኢኩም

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ገዜ ካብ ዕለት 06/12/2012 ክሳብ 08/12/2012 ዓምሰዓት 9፡00 እዩ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/12/2012 ዓም ድ/ሰዓት 9:30

5 ዘድሊ ኩሉ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

6 ሰዓራይ ምሰዓሩ ካብ ዝተነገሮ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ እዋን እቲ ኣቅሓ ከረክብ አለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል ወይ ከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎማ ቅጥዒ ምዉሳድ ይከኣል

Backs
Tender Category