ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ናይ ፅሬት ግልጋሎት ሎት 2 ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ሎት 3 ሕትመት መፅሄትን ቡክ ሌትን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ስለዝደለየ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሓለፎን ዘሐደሰን ሙሉእ ገፅ ኮፒ መረዳእታ አተሓሒዙ ዘቅርብ

2ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ መሉእ ገፅ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቅርብ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ንሕድሕድ ሎት1 6000 ሎት2 ን3 5000 ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ከትሕዝ አለዎ

4 ዋጋ ዝምለአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ንሓደ ዘይምለስ 50 ብር ከፊልኩም ካብ ዕለት 29/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ድ/ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5ተመልኢ ብፖስታ ተዓሺጉ ንዐኡ ተባሂሉ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ዘእትዉ

6 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 9፡30 ይኽፈት

7 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳዳራይ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ክሳብ ሰነ 30/2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 65 70/ 03 42 41 01 17

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s