ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:10,000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 09:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቀረባ ጊዜ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000.00 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ስፔስፊኬሽን 50 ብር ሓምሳ ብምኽፋል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 430 ክወስድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 21/11/2012ክሳብ 04/12/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

8 እቲ ጨረታ 04/12/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

Backs
Tender Category